ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መምሃራን ክልል ትግራይ ስራሕ ደው ከብሉ ምዃኖም የጠንቅቑ


መምሃራን ክልል ትግራይ ስራሕ ደው ከብሉ ምዃኖም የጠንቅቑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:00 0:00

መምሃራን ክልል ትግራይ ስራሕ ደው ከብሉ ምዃኖም የጠንቅቑ

ብኣማኢት ዝቑጸሩ መምህራን ክልል ትግራይ፡ ናይ ዝሓለፈ 17 ኣዋርሕ መሃያ ይከፈለና ብዝብል ጻውዒት ኣብ ከተማ ሽረ ትማሊ ሰንበት 17 ታሕሳስ 2023 ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። እዞም መምህራን ሕቶኦም ምላሽ እንተዘይረኺቡ ስራሕ ጠጠው ከብሉ ከምዝግደዱ ገሊፆም። ማሕበር መምህራን እቲ ክልል ብጊዲኡ፡ "ሕቶ ሰልፊ ዝወፁ መምህራን ሕቶ ኣብ ክልል ትግራይ ናይ ዝርከብ 45 ሺሕ መምህራን እዩ፡” ኢሉ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG