መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ንሰለስተ ዓመታት ተቋሪፁ ዝነበረ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀምሩ ይካየድ ኣሎ። ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ለካቲት ኣብ ዝቕፅል እዚ ወፍሪ ኣብ 53- ሽሕ ሄክታር መሬት ዛላታት ንምስራሕ ከምዝተተለመ ተገሊፁ።
ቅጥዒ