ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ፤ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብ ዝኸፈታሉ ወፈራ ጽሬት ይግበር

ክልል ትግራይ፤ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብ ዝኸፈታሉ ወፈራ ጽሬት ይግበር
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:29 0:00

ክልል ትግራይ፤ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብ ዝኸፈታሉ ወፈራ ጽሬት ይግበር

ኣብ ክልል ትግራይ ድሕሪ ልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ትምህርቲ ኣብ ዝጀመረሉ፡ መብዛሕትኡ ኣብያተ-ትምህርቲ ዓንዩን መዓስከራት ኰይኑ ብምጽናሑ፡ ንምምዕርራዩ ፈተሻ ይግበር ኣሎ።

ሓያሎ ካብቶም ኣብያተ-ትምህርቲ ውሽጣውያን ተመዛበልቲ የዕቑቦም ዝጸንሑ ኰይኖም፡ ኣብ ገሊኡ ኣብያተ-ትምህርቲ ተተኰስቲ ወዲቑ ብምጽናሑ፡ እቲ ናይ ፈተሻ ስራሕ ነዚ ንምጽፋፍ ምዃኑ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ገሊጹ።

XS
SM
MD
LG