መቐለ —
ኣብ 57 ወረዳታት ክልል ትግራይ ካብ ዝተኣከበ ሓበሬታ ክሳብ ወርሒ ለካቲት ልዕሊ 20 ሺሕ ተመሃሮ ብምኽንያት ጥምየት ትምህርቶም ከምዘቋረፁ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ገሊፁ።
ብቕልጡፍ ምምጋብ ተመሃሮ እንተዘይተጀሚሩ፡ ዝዕፀዋ ኣብያተ-ትምህርቲ ክህሉዋ ምዃነን ቢሮ ትምህርቲ የጠንቅቕ ኣሎ።
ቅጥዒ