ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይን ኣብያተ ምኽሪ ፌደራልን


ክልል ትግራይን ኣብያተ ምኽሪ ፌደራልን
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:52 0:00

ቅድሚ ምውላዕ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ፣ ንኣባላታ ካብ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ካብ ቤት ምኽሪ ፈደሬሽንን ኢትዮጵያ ዝሰሓበት ክልል ትግራይ፣ ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ኣብቶም ኣብያተ ምኽሪ ወኪል ከምዘይብላ ይፍልጥ፡፡ እቶም ውክልና ትግራይ ዘይብሎም ኣብያተ ምኽሪ ፌደራል፣ ብኸመይ ይሰርሑ ኣለው፣ ክልል ትግራይ'ከ እንታይ ዓይነት ፅልዋ ይበፅሓ ኣሎ ብምባል ዝሓተትናዮም ሰብ ሞያ ሕጊ፣ ርእይቶኦም ሂቦምና ኣለው፡፡

XS
SM
MD
LG