ኣካፍል
መሕተሚ
መበል 10ይ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ተዛዚሙ
ኣብ ኢትዮጵያ መበል 10ይ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንኣርባዕተ መዓልታት ተኻይዱ።
ኣብቲ ኣኼባ ሹመት ደያኑን ሓለፍቲ ቢሮም ብምጽዳቅ ሎሚ ተዛዚሙ’ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available