ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልላዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝጥቀመሉ ዘሎ ሓዱሽ ደንቢ ንኽሰዓር ሕቶ ቀሪቡ

ክልላዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝጥቀመሉ ዘሎ ሓዱሽ ደንቢ ንኽሰዓር ሕቶ ቀሪቡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:17 0:00

ክልላዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝጥቀመሉ ዘሎ ሓዱሽ ደንቢ ንኽሰዓር ሕቶ ቀሪቡ

ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፣ ኣብ ቀረባ እዋን ብዘፅደቖ ደንቢ፡ ሕገ-መንግስታዊ ጥሕሰት ከምዝፈፀመ ዝገለፀ፣ “ሂዩማን ራይትስ ፈርስት” ዝተባህለ ትካል ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት፣ እቲ ደንቢ ንኽሰዓር ንናይ ሕገ-መንግስቲ ጉዳያት መፃረዪ ጉባኤ ጥርዓን ከም ዘቕረበ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ጉዳይ ንድምፂ ኣመሪካ መብርሂ ዝሃቡ ዳይረክተር እቲ ትካል ኣቶ ተስፋኣለም በርሀ እቲ ብግዜያዊ ምምሕዳር ወፂኡ ዘሎ ደምቢ ብሰለስተ መዳያት ንሕገ-መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝፃረርን መሰል ዜጋታት ዝጥሕስን ምዃኑ ይምጕት።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG