ክልል ትግራይ -- ቀዳሞት ንምምላስ ኣብ ዘማዕድዉሉ፡ ሓደስቲ ተመዛበልቲ ይውሕዙ
ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ጥራሕ ካብ ብሓይልታት ኣምሓራን ኤርትራን ካብ ዝተትሓዙ ከባቢታት፡ ልዕሊ 12 ሽሕ ሰባት ሓደሽቲ ተመዛበልቲ ከም ዘለዉ ኮምሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ክልል ትግራይ ገሊፁ። እቶም ተመዛበልቲ ኣብ ልዕሊ’ቲ ስእነት ፀጥታ ጥምየት’ውን ድርኺት ከም ዝዀኖም ይነግሩ። እንተዀነ ኣብቲ ገለ ካብቶም ሓደስቲ ተመዛበልቲ ዝተዓቝቡሉ መዓስከር እንዳባጉና’ውን ፍታሕ ከም ዘይረኸቡ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ተመዛበልቲ ይዛረቡ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ