ኣብ ክልል ትግራይ ብዘጋጠመ ደርቂን ተዛመድቲ ጉዳያትን ምህርቲ ምጉዳሉ ተገሊጹ
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ብዘራእቲ ካብ ዝተሸፈነ መሬት ብምኽንያት ድርቅን ተዛመድቲ ጉዳያትን፣ 37 ሚእታዊት ምህርቲ ጥራሕ ተረኺቡ ክብል ቢሮ ሕርሻን ሃብቲ ተፈጥሮን እቲ ክልል ገሊጹ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብቲ ክልል ዑደት ዘካየደ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሰላምን ርክብ ወፃእን ቤትምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ 49 ሚእታዊት መሬት ክልል ትግራይ ብምኽንያት ደርቂ ከምዘይተሓረሰ ኣፍሊጡ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ