ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ካሕሳ እምበር ወለድ ክንከፍል ኣይንፅበን”


“ካሕሳ እምበር ወለድ ክንከፍል ኣይንፅበን”
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:43 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ኲናት ዝፈጠረሎም ፅልዋ ንምፅዋር ካብ ባንኪታት ዝረኸብዎ ልቓሕን ወለዱን ንኽስረዘሎም ነጋዶ ሓቲቶም። እዚ ሕቶ ነጋዶ ኣብቲ ትማሊ ሓሙስ ኣብ መቐለ ዝተቓንዐ ዋዕላ ነጋዶ’ዩ ቐሪቡ። ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃብትን እቲ ክልል ብጊድኡ፡ ሕቶ እቶም ነጋዶ ንምምላስ ምስ ዝምልከቶም ኣብያተ ዕዮ ፌደራል ከምዝዝትይ ኣፍሊጡ።

XS
SM
MD
LG