ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
“ካሕሳ እምበር ወለድ ክንከፍል ኣይንፅበን”
ኣብ ክልል ትግራይ ኲናት ዝፈጠረሎም ፅልዋ ንምፅዋር ካብ ባንኪታት ዝረኸብዎ ልቓሕን ወለዱን ንኽስረዘሎም ነጋዶ ሓቲቶም። እዚ ሕቶ ነጋዶ ኣብቲ ትማሊ ሓሙስ ኣብ መቐለ ዝተቓንዐ ዋዕላ ነጋዶ’ዩ ቐሪቡ።
ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃብትን እቲ ክልል ብጊድኡ፡ ሕቶ እቶም ነጋዶ ንምምላስ ምስ ዝምልከቶም ኣብያተ ዕዮ ፌደራል ከምዝዝትይ ኣፍሊጡ።
ቅጥዒ