ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘይስሩዕ ዝናብ ክልል ትግራይን ምድላዋቱን


ዘይስሩዕ ዝናብ ክልል ትግራይን ምድላዋቱን
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:56 0:00

ድምፂ ኣመሪካ ነዚ መበገሲ ብምግባር ንማእከል ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ክልል ትግራይን ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ሃብቲ ተፈጥሮን ሰብ-ሞያ ብምዝርራብ ኩነታት እቲ ዘይስሩዕ ዝናብ ዘብፀሖ ሓደጋን እዚ ትንበያ ካብ መዓዝ ጀሚሩ እዩ ሓበሬታ ናብ ዝምልከቶም ኣካላት ተዋሂቡ ንዝብል መብርሂ ሂቦምና ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG