ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ፤ ኣብ መንጎ ህወሓትን ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ዝተፈጥረ ምስሕሓብ ዝምልከት


ቃለ መጠይቕ፤ ኣብ መንጎ ህወሓትን ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ዝተፈጥረ ምስሕሓብ ዝምልከት
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:44 0:00

እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር 51 ሚእታዊት ብህወሓት ዝዕብለል ምስ ምዃኑ እቲ ፀገም ምስ ተሰምዐ ንብዙሓት ኣሰንቢዱ እዩ። ብዛዕባ እዚ ርእይቶ ክሀብና ዝሓተትናዮ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር ክፍሊ ትምህርቲ ፖለቲካዊ ሳይንስን ስትራተጂያዊ መፅናዕትታትን ዝኾነ ኣይተ ገብረመድህን ገብረሚካኤል እውን ዝፈጠረሉ ስንባደ ኣይሓብአን።

XS
SM
MD
LG