ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ተወዲኡና” ንዝብሉ ተመዛበልቲ፡ ኣቶ ጌታቸው ኣቶ ረዳ ይቕረታ ይሓትት

“ተወዲኡና” ንዝብሉ ተመዛበልቲ፡ ኣቶ ጌታቸው ኣቶ ረዳ ይቕረታ ይሓትት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:38 0:00

“ተወዲኡና” ንዝብሉ ተመዛበልቲ፡ ኣቶ ጌታቸው ኣቶ ረዳ ይቕረታ ይሓትት

ኣብ በበይኑ ከተማታት ክልል ትግራይ ብውሽጣውያን ተመዛባልቲ ክካየድ ዝጸንሐ ሰላማዊ ሰልፊ ስዒቡ ሎሚ’ውን ኣብ ከተማ መቐለ ሰልፊ ተኻዪዱ ነይሩ። ንመረበቶም ክምለሱን ሰብኣዊ ሓገዝ ክግበረሎምን ንዝሓተቱ ተመዛበልቲ፡ ኣብቲ ኣጋጣሚ ዝተረኽበ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ዛጊት በጺሑ ብዝተባህለ ኣደራዕ ይቕረታ ሓቲቱ ኣሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG