ኣብ ክልል ትግራይ ንዝተራእየ ጥምየት ሳዕቤኑ ከቢድ ክኸውን ከምዝኽእል ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣጠንቂቖም
ኣብ ክልል ትግራይ ዝተፈጠረ ጥምየት ጠምተ ተዋሂቡ እተዘይተሰሪሕሉ ብዓሰርተታት ኣሸሓት ዝቑፀሩ ሰባት ህይወቶም ክሓልፍ ከምዝኽእል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣብ 52 ጣብያታት እቲ ክልል ብጥምየት ሰባት ከምዝሞቱ ዝገለፀ ድማ ኮምሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ትግራይ እዩ። እቲ ዝተፈጠረ ጥምየት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝልዓለ ጉድኣት ንከይበፅሕ ኣብ ምክልኽል ዝነጥፍ ክልላዊ ኮሚተ ንምጥያሽ ሎሚ ሰሉስ 5 ታሕሳስ 2023 ዘተ ተኻይዱ'ሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025
ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025
ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025
ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025
ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025
ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025
ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ