ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብርገለ -- ብምድሪን ብሰማይን ኣይቀንዐን


ኣብርገለ -- ብምድሪን ብሰማይን ኣይቀንዐን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:09 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ኣበርገለ-ጭላ ኣብ ዝሓለፈ  ክልተ ወርሕን  ፈረቓን 46 ሰባት ብጥምየት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ምምሕዳር እቲ  ወረዳ ገሊፁ። ከም ሓበሬታ ምምሕዳር እቲ ወረዳ፡ ድሕሪ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት ደቡብ ኣፍሪቃ ጥራይ ዛጊት ብሰንኪ ጥሜትን ስእነት መድሃኒትን 210 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ ኣሎ። 

XS
SM
MD
LG