ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ድሕሪ ኲናት -- መልከፍቲ ቫይረስ ኢችኣይቪ/ኤይድስ ክልል ትግራይ ብዕጽፊ ወሲኹ
ምስ ምዕናው ትካላት ጥዕና፡ ስእነት መከላኸሊን ድሕሪ ኲናት ዝፈጠሮ ቅልውላውን፡ ኣብ ክልል ትግራይ መልከፍቲ ቫይረስ ኤችኣይቪ ብዕጽፊ ምውሳኹ፡ ምስ ካልኦት መተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ድሕሪ ዝገበሮ መጽናዕቲ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። እቲ መልከፍቲ ኣብ ዓበይቲ ከተማታትን ማእከላት ተመዛበልቲን ዝለዓለ ምዃኑ’ዩ ነቲ መጽናዕቲ ዘካይዱ ወገናት ይገልጹ።
ቅጥዒ