ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ጽሕፈት ጥዕና ክልል ትግራይ ጸረ-ኤችኣይቪ ይጥቀሙ ዝነበሩ 13 ሽሕ ሰባት ኣበይ ከምዘለው ኣይፍለጥን ይብል


ቤት ጽሕፈት ጥዕና ክልል ትግራይ ቅድሚ ኲናት መድሓኒት ፀረ ኤችኣይቪ ይጥቀሙ ካብ ዝነበሩ 46 ሽሕ ሰባት እቶም 13 ሽሕ ኣበይ ከምዘለዉ ኣይንፈልጥን ኢሉ። ኣተሓባባሪ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ኤችኣይቪ ኤድስ እቲ ቤት ጽሕፈት ኣይተ ፍስሃ ብርሃነ ንድምፂ ኣመሪካ ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ ብምኽንያት ኲናት ኣብቲ ክልል ምስፍሕፋሕ እቲ ቫይረስ ብዝለዓለ ይውስኽ ከምዘሎ ምልክታት ኣለዉ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG