ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ


ኣብ ክልል ትግራይ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:03 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ድሕር ኣርባዕተ ዓመታት ናብ ዩኒቨርሲቲ ዘእቱ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ 29 መስከረም 2016 ክወሃብ ጀሚሩምሃብ ተጀሚሩ፡፡

ዳይሬክተር ኣገልግሎት ምዘና ትምህርቲን ፈተናታትን ኢትዮጵያ ዶክተር እሽቱ ከበደ ኣብዚ ፈተና ኣብ 2012 ክፍተኑ ዝግበኦም ልዕሊ 9,500 ተማሃሮ ከምዝተሳተፉ ሓቢሮም፡፡

ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዶክተር ኪሮስ ጉዕሽ ብወገኖም ኣብቲ ክልል ጊዜ ትምህርቲ ዝሓለፎም ተምሃሮ ዝሓለፎም ንምክሕሓስ ተባሂሉ ኣብዚ ዓመት ሰለስተ ግዘ ፈተና 12 ክፍሊ ክወሃብ እዩ ኢሎም፡፡

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG