ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ ኲናት -- ብድሆታትን ዕማማትን ኣገልግሎት ትምህርቲ ክልል ትግራይ


ዶ/ር ሙሉጌታ ፀጋይን ዶ/ር ኪሮስ ጉዑሽ
ዶ/ር ሙሉጌታ ፀጋይን ዶ/ር ኪሮስ ጉዑሽ

ንኣርባዕተ ዓመታት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ትምህርቲ ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ዝጅምር ሽዱሽተ ኣዋርሕ ኣቑጺሩ'ሎ። እዚ ኣብ ትሕቲ ብዙሕ ፀገማት ኮይኑ ዝተጀመረ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ኣብ ከመይ ኩነታት ይርከብ? ዛጊድ ዝዓመሞምን ዝገጥምዎ ዘለዉ ቀንዲ ዕንቅፋትን ብዝምልከት ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዶ/ር ኪሮስ ጉዑሽ፣ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ዳይሬክተር ስነ ትምህርቲ ዶ/ር ሙሉጌታ ፀጋይን ዝተፈላለዩ ኣካላት ማሕበረሰብን ኣዘራሪብና ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
please wait

No media source currently available

0:00 0:30:00 0:00

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG