መቐለ —
27 ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ትግራይ ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ኣብቲ ክልል ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝፍፀም ቅትለት፡ ጭውያን ፆታዊ መጥቃዕቲን deው ክብል ፀዊዖም። ኣብ ውሽጢ 11 ኣዋርሕ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ 12 ደቂ ኣንስትዮ ቅትለት፣ ብተወሳኺ ድማ ኣብ ልዕሊ80 ደቂ ኣንስትዮ ፆታዊ ዓመጽ ከምዝተፈፀመ ፀብፃብ ፖሊስ እታ ከተማ ዘመልከተ ኰይኑ፡ እቶም ማሕበራት መሓውራት ፀጥታን ግዝያዊ ምምሕዳርን ሓላፍነቶም ከም ዘይተዋፅኡ ይኸሱ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ