ክልል ትግራይ -- ነበርቲ ንሓለዋ ጸጥታ ይፅውዑ
ኣብ ክልል ትግራይ ዝርኣዩ ፀገማት ፀጥታ ንኽፍትሑ ንድምጺ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ነበርቲ ፀዊዖም። ገለ ካብቶም ጎሊሖም ዝርኣዩ ዘለዉ ፀገማት፡ ስእነት ተሓታትነትን ኣብ እዋኑ ዘድሊ ስጉምቲ ዘይምውሳድን ምዃኑ ገለ ካብቶም ወሃብቲ ርእይቶ ክሕብሩ እንከለዉ፡ ፖሊስ ግን ዝከኣሎ ይገብር ምህላዉ ይሕብር።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ