ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ -- ነበርቲ ንሓለዋ ጸጥታ ይፅውዑ


ክልል ትግራይ -- ነበርቲ ንሓለዋ ጸጥታ ይፅውዑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:42 0:00

ክልል ትግራይ -- ነበርቲ ንሓለዋ ጸጥታ ይፅውዑ

ኣብ ክልል ትግራይ ዝርኣዩ ፀገማት ፀጥታ ንኽፍትሑ ንድምጺ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ነበርቲ ፀዊዖም።

ገለ ካብቶም ጎሊሖም ዝርኣዩ ዘለዉ ፀገማት፡ ስእነት ተሓታትነትን ኣብ እዋኑ ዘድሊ ስጉምቲ ዘይምውሳድን ምዃኑ ገለ ካብቶም ወሃብቲ ርእይቶ ክሕብሩ እንከለዉ፡ ፖሊስ ግን ዝከኣሎ ይገብር ምህላዉ ይሕብር።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG