ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ንሽመት ሓደሽቲ ኣባላት አጽዲቑ


መቐለ
መቐለ

ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ሽመት ሓደሽቲ ሓለፍቲ ከምዘፅደቐ ሓቢሩ።

ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ጉባዔ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣባይ ወልዱ ዝቀረበሉ ሽመት ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ብምሉእ ድምጺ ኣጽዲቑ’ሎ።

ብመሰረት እዚ ሽዱሽተ ሓደሽቲ አባላት ቤት ምኽሪ ተሸይሞም ኣለው።

ነዚ ብዝምልከት ናይ ኣረና ትግራይ ንዲሞክራስን ሉዓላዊነትን ሓላፊ ህዝባዊ ርኽባት ኣቶ ዓንዶም ገብረስላሴ ንድምጺ ኣሜሪካ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ ቃል ናይ ሰባት ምቕይያር ንሽግራት ህዝቢ ትግራይ ዝህቦ መፍትሒ የለን ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ንሽመት ሓደሽቲ ኣባላት አጽዲቑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:26 0:00

XS
SM
MD
LG