ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መብርሂ - ዘይምዕሩይ ክፍሊት ደሞዝ ሰራሕተኛታት ትግራይ ስለምንታይ?

መብርሂ - ዘይምዕሩይ ክፍሊት ደሞዝ ሰራሕተኛታት ትግራይ ስለምንታይ?
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:06 0:00

መብርሂ - ዘይምዕሩይ ክፍሊት ደሞዝ ሰራሕተኛታት ትግራይ ስለምንታይ?

ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ስራሑ ካብ ዝርከብ፡ ኣብ ኣከፋፍላ ደሞዝ ሰራሕተኛታት ዘይምዕሩይነት ከም ዝርአ ሰራሕተኛታት ብተደጋጋሚ ከማርሩ ይስምዑ’ዮም።

ጉዳይ ጥሮተኛታት’ውን ካብቲ ካልእ ንሓያሎ ዘዛርብ ዛዕባ’ዩ። ነዚን ኣብ እዋን ኲናት ብዛዕባ ዘይተኸፍለ ደሞዝና ኣመልኪትና ንሓላፊት ቢሮ ምትእኽካብ ሃብቲን ፋይናንስን ግዜዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶ/ር ምሕረት በየነ ኣዘራሪብናያ ኣሎና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG