ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንምብርባር ቍጠባ ድሕረ-ኲናት ትግራይ ዝዓለመ ዋዕላ ተኻዪዱ


ንምብርባር ቍጠባ ድሕረ-ኲናት ትግራይ ዝዓለመ ዋዕላ ተኻዪዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:13 0:00

ብዂናት ንዝዓነወ ቍጠባን ወፍሪን ክልል ትግራይ ንምድህሳስ ዝዓለመ ዋዕላ ሎሚ ሰሉስ 20 ሰነ 2023 ኣብ መቐለ ተኻዪዱ። ኣብቲ መራሕቲ ክልል፡ ኣውፈርቲን ካብ ፈደራል መንግስቲን ዝተረኽቡሉ ኣጋጣሚ፡ ምክትል ሚንስተር ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደአ ብወገኖም ኣብቲ ዓውዲ ንምሕጋዝ ዘለዎም ቅሩብነት ገሊጾም።

XS
SM
MD
LG