ክልል ትግራይ፤ ፈተና 8ይ ክፍሊ ጀሚሩ፣ ብዝሒ ተፈተንቲ ግን ከምዝተገመተ ኣይኮነን
ፈለማ ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ-19፡ ጸኒሑ ድማ ብዝሰዓበ ኲናት፡ ንኣርባዕተ ዓመታት ኣቋሪጹ ዝጸንሐ ፈተና ሻሙናይ ክፍሊ ተመሃሮ ክልል ትግራይ ሎሚ ረቡዕ 5 ሓምለ 2023 ጀሚሩ። እንተዀነ ቍጽሪ ተፈተንቲ ካብቲ ፈለማ ዝተመዝገቦን ትጽቢት ዝግበሮን ብፍርቂ ጎዲሉ ኣሎ። ምኽንያት ናይዚ ዋሕዲን ብኹራትን ግብረ-መልሲ ተፈተንቲን ዝምልከቶም ኣካላትን ኣወሃሂዱ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ዘዳለዎ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ