ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእይቶታት ነበርቲ ክልል ትግራይ ንጻውዒት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ


 ርእይቶታት ነበርቲ ክልል ትግራይ ንጻውዒት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:02 0:00

እቲ ንታሪኽ መኸተን መስዋእቲን ህዝቢ ትግራይ ብምዝርዛር መሪሕነት ክልል ትግራይ ፍልልያቶም ብዘተ ክፈትሑ ዝጸውዐ መልእኽቲ፡ ኣብ ተወላዶ ትግራይ ዝተፈራረቐ ስምዒት ፈጢሩ ምህላዎ’ዮም ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ወገናት ይገልጹ። እቲ ጻውዒት ኣብ እዋኑ ዝመጽአን ሊህቃን ክልል ትግራይ ድማ ብቕልጡፍ ጉዳያቶም ክፈትሑ ዝጽውዕን ክብሉ እንከለዉ፡ ገለ ግን ብትግርኛ ምጽሓፉ’ውን ምስቲ ቅድሚ ኲናት ዝነበረ ተመሳሳሊ ጻውዒትን መልእኽቲን ዘተኣሳሰሩዎ ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG