ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መቐለ ክካየድ ተመዲቡ ምስ ዝነበረ ሰላማዊ ሰልፊ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝነበሩ ዜጋታት ተፈቲሖም


ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ምክያድ ሰላማዊ ሰልፊ ተኣሳሲሩ መራሕቲ ነቲ ሰለማዊ ሰልፊ ዝወደቡን ካልኦት ኣብቲ ሰለማዊ ሰልፊን ዝተኻፈሉን ብድምሩ 150 ዜጋታት ምእሳሮም ይዝከርና። ኵላቶም እቶም እሱራት ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም ኣለዉ። ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ነቶም ተኣሲሮም ዝነበሩ’ኣዘራሪቡ ዘዳለዎ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

XS
SM
MD
LG