ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ - ኣፍረይቲ ትካላት ንምብርባር ትፍትን፡ እቲ ክፍተት ግን ገፊሕ’ዩ


ክልል ትግራይ - ኣፍረይቲ ትካላት ንምብርባር ትፍትን፡ እቲ ክፍተት ግን ገፊሕ’ዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:17 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ብምኽንያት ኲናት ስራሕ ካብ ዘቋረፁ ልዕሊ 6,400 ነኣሽቱ፡ ማእከሎትን ዓበይቲን ኣፍረይቲ ትካላትን ኢንዳስትሪታትን እቶም 227 ጥራሕ ናብ ስራሕ ምምላሶም ቢሮ ኢንዳስትሪ እቲ ክልል ገሊፁ። ብዘይካ እቲ ዝወረደ ዕንወት፡ ዳግም ንኸይበራበራ ማሕንቖ ኮይኑ ዘሎ ሕጽረት ናይ ደገ ሸርፊ ምዃኑ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ወነንቲ ኣፍረይቲ ትካላት ይገልፁ።

XS
SM
MD
LG