መቐለ —
ኣብ መንጎ መሪሕነት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ድሕሪ ዝተፈጥረ ፍልልይን ድሒሩ ብኣመርራሓ ሰራዊት ዝተወሃበ መርገፂን፡ ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ከተማ መቐለ፡ እቲ ፍልልይ ናብ ካልእ ጎንፂ ከይዓርግ ሰጊኦም ከም ዘለዉ ተዛሪቦም። ዕዳጋታት መቐለ’ውን ብተመሳሳሊ ዝተረበሸ ይመስል።
ኣብዚ ዝደሓረ መግለጺ ሰራዊት፡ ሰለስተ ውድባት ክልል ትግራይ ኣብ ዝሃበኦ ሓባራዊ መግለፂ፡ ንመርገፂ ኣመራርሓ ሰራዊት ብምቅዋም ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኢድ ከም ዘለዎም ከሲሶም። እቶም ሰራዊት ግን ነዚ ክሲ ይነፅጉዎ።
ቅጥዒ