ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣባላት ፖሊስ ትግራይ ነበር ሕቶታት የቕርቡ፡ መልሲ ግን ዛጊት ኣይረኸቡን

ኣባላት ፖሊስ ትግራይ ነበር ሕቶታት የቕርቡ፡ መልሲ ግን ዛጊት ኣይረኸቡን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:36 0:00

ኣባላት ፖሊስ ትግራይ ነበር ሕቶታት የቕርቡ፡ መልሲ ግን ዛጊት ኣይረኸቡን

ካብ በበይኑ ወገናት ክልል ትግራይ፡ ኣስታት ሓደ ሽሕ ዝበጽሑ ኣባላት ፖሊስ ነበር፡ ናይ ልዕሊ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ደሞዞም ስለ ዘይተኸፍሎም፡ ኩነታቶም ክፈልጡ ደጋጊሞም ከም ዝሓተቱ ኣብቲ ሎሚ ኣብ ማእከል ቤት ጽሕፈት ፖሊስ መቐለ ዝገበሩዎ ጻውዒት ኣመልኪቶም።

እቶም ፖሊስ ነቲ ደሞዝ ንዘይምኽፋሎም ዝቐርብ ዘሎ ምኽንያት ኣይቅበሉዎን። ግቡእ መልሲ ግን ዛጊት ከም ዘይረኸቡ ይሕብሩ።

ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ ካብ ፖሊስ ክልል ትግራይ ግብረ-መልሲ ንምስማዕ ዝገበርናዮ ፈተነ ኣይቀንዐን።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG