ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ጽሕፈት ኢሚግረሽን ክልል ትግራይ ከፊላዊ ኣገልግሎት ጀሚሩ


ቤት ጽሕፈት ኢሚግረሽን ክልል ትግራይ ከፊላዊ ኣገልግሎት ጀሚሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:50 0:00

ምስ ኲናት  ክልል ትግራይ ተታሓሒዙ በዂሩ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ኢሚግረሽን ጨንፈር መቐለ ብውሱን መልክዑ ኣገልግሎት ክህብ ጀሚሩ ኣሎ። ትሕተ-ቅርጹ ዓንዩን ሰራሕተኛታቱ ተበታቲኖምን ምጽናሖምን ዝግለጽ እቲ ጨንፈር፡ ሕጂ ንኣሽቱ ኣገልግሎታት ከም ምሕዳስ ፓስፖርትን ዝጠፍአ ምትካእን ጀሚሩ ኣሎ። እንተዀነ ሓድሽ ፓስፖርት ምሃብ ከም ዘይጀመረ’ዩ እቲ ቤት ጽሕፈት ይገልጽ።

​
XS
SM
MD
LG