ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አብ ትግራይ ብዓይነቱ ንመጀመርያ ጊዜ ጋዝ ዝምስርሕ ፋብሪካ ተመስሪቱ


Eritrea-Ethiopia-Border
Eritrea-Ethiopia-Border

እዚ ብዓይነቱ ንመጀመርታ ጊዜ ዝተመስረተ ፋብሪካ ጋዝ- ኦክስጂንን ሃይድሮጅንን ዘምስርሕ ፍብሪካ ኮይኑ ብቅድሚ ትማሊ ቀዳም ተመሪቁ አገልግሎት ክህብ ጀሚሪ’ሎ። እቲ ትካል ብተወሳኪ አብቲ ከባቢ ዝነበረ ህጽረት’ውን ክፈትሕ ትጽቢት ተጌሩ’ሎ።

ምስ ወናንን አካያዲ እቲ ትካል አቶ ጌታቸው አሰፋ ዝተካየደ ቃለምልልስ ዝርዝሩ ስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:06:59 0:00

XS
SM
MD
LG