ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ኣፍረይቲ ጸባ ከባቢ ከተማ መቐለ ዳግም ኣብ ምብርባር
ብሰንኪ ኲናት ሕጽረት ቀረባትን ፍርያቶም ኣዝዩ ትሒቱን ንምቕጻልን’ውን ተጸጊሞም ምጽናሖምን ዝሕብሩ ሓረስቶት ከባቢ መቐለ፡ ተዛማዲ ሰላም ዝፈጠሮ ሃዋሁ ተስፋ ከም ዝመለሰሎም ይሕብሩ። እዞም ብማሕበራት ተጠርኒፎም ምህርቶም ናብ ህዝቢ ዘቕርቡ ዘለዉ ሓረስቶት፡ ናብ ምሉእ ስራሕ ንምምልላስ ዝተረፎም ሽግር’ውን ሓቢሮም ኣለዉ።
ቅጥዒ