ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ተዘኪሩ


መበል 35 ዓመት መዓልቲ ሰማእታት ትግራይ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ መቐለ እግሪ ሓወልቲ ሰማእታት ሕቋፍ ዕንበባ ዘንበሩ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡ “ትግራይ በብእዋኑ ካብ ዘጋጥማ መስዋእትነት ክንወፅእ ይግበኣና፡” ክብሉ ተዛሪቦም።

ኣይተ ጌታቸው ኣስዒቦም “ነቲ መስዋእትነት ምሉእ ብምሉእ ምትራፍ ዋላ እንተዘይተኸኣለ ድልየትና ንምዕዋት ኣሽሓት ሰባት ዝኽፈለሉ ንኸብቅዕ ብምግባር፡ ጅግንነት ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይን ምምላስ ድልየት ህዝቢ ዝገብር ኣንፈት ከም እነንብር ተስፋ ይገብር፡” ኢሎም።

ኣብቲ ዝኽሪ፤ ማሕበር ጉዳኣት ኲናት ክልል ትግራይ፡ ውድባት እቲ ክልልን ካልኦት ውዳበታትን እውን ሕቋፍ ዕንበባ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ኣንቢሮም።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG