ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘይስሩዕ ዝናብ ክልል ትግራይን ምድላዋቱን


ዘይስሩዕ ዝናብ ክልል ትግራይን ምድላዋቱን
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:56 0:00

ዘይስሩዕ ዝናብ ክልል ትግራይን ምድላዋቱን

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ፀብፃባትና ክግለፅ ከም ዝሰማዕክምዎ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መንጎ ውድብ ህወሓትን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ዘይምስምማዓት ተፈጢሩ ዝብል መዘራረቢ ዛዕባ ኮይኑ ቀንዩ እዩ።

ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣኬባ ከካይድ ንካድረታቱ ክፅውዕ ከሎ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ድማ ዘይስሩዕ ዝናብ ይመፅእ ብምህላዉ ሓረስታይ ዘራእቱ ክእክብ ይግባእ ብዝብል መመኽኔታ እቲ ኣኬባ ንኸይካየድ ኣጊዱ።

ድምፂ ኣመሪካ ነዚ መበገሲ ብምግባር ንማእከል ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ክልል ትግራይን ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ሃብቲ ተፈጥሮን ሰብ-ሞያ ብምዝርራብ ኩነታት እቲ ዘይስሩዕ ዝናብ ዘብፀሖ ሓደጋን እዚ ትንበያ ካብ መዓዝ ጀሚሩ እዩ ሓበሬታ ናብ ዝምልከቶም ኣካላት ተዋሂቡ ንዝል መብርሂ ሂቦምና ኣለዉ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG