4 ላዕለዎት መራሕቲ ክልል ትግራይ ካብ መንግስታዊ ሓላፍነት ተሰጕጎም
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፡ ንኣርባዕተ ላዕለዎት መራሕቲ እቲ ክልል ካብ መንግስታዊ ሓላፍነት ሰጕጎም። ብመዓርግ ምክትል ፕረዚደንት ኣማኻሪ ህዝባዊ ምልዕዓል ኣይተ ኣለም ገብረዋህድ፣ ሓላፊ ቤትፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ፣ ኣመሓዳሪት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ወይዘሮ ሊያ ካሳን ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ኣይተ ተኽላይ ገብረመድህንን ካብ መንግስታዊ ሓላፍነቶም ዝተልዓሉ ላዕለዎት ኣመራርሓ እዮም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 13, 2025
ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025
ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025
ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ
-
መጋቢት 12, 2025
ዩክሬን ብኣመሪካ ንዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተዅሲ ተሰማሚዓ
-
መጋቢት 11, 2025
ኣዒንቲ ጸገንቲ ዝጥምት ዘሎ ሓወልቲ ኣኽሱም
-
መጋቢት 11, 2025
ሰበ-ስልጣን ኣመሪካን ዩክሬንን ኣብ ጉዳይ ኲናት ምስ ሩስያ ተዘራሪቦም