ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንሰሙን ዝዘለቀ ዓለም-ለኸ ፈስቲቫል ትግራይ 2014 ሎሚ ረቡዕ ብድሙቅ ስነ-ስርዓት ተዛዚሙ።

ብመሰረት ኣዳላዊት ኮሚቴ እቲ ፈስቲባል ከተማታት ትግራይ ብሕልፊ መቀለን ከባቢኣን ብኣጋይሽ ተፃቢቡ‘ዩ ቀንዩ።

ፀሓፊ‘ታ ኣሰናዳኢት ኮሚቴ ኣቶ ኣብራሃም ገ/መድህን ዘጓነፈ ሓደጋ ወይ ፀገም የለን ይብሉ ንቪኦኤ ኣብ ዝሃብዎ ቃለ-መጠይቅ።

XS
SM
MD
LG