ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መልከፍቲ ኤችኣይቪ/ኤይድስ ክልል ትግራይ ይውስኽ፡ ዝሕግዝ ግን ውሑድ’ዩ

መልከፍቲ ኤችኣይቪ/ኤይድስ ክልል ትግራይ ይውስኽ፡ ዝሕግዝ ግን ውሑድ’ዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:16 0:00

መልከፍቲ ኤችኣይቪ/ኤይድስ ክልል ትግራይ ይውስኽ፡ ዝሕግዝ ግን ውሑድ’ዩ

ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ምቍጽጻርን ርድኢትን ኣብ ጉዳይ ኤችኣይቪ/ኤይድስ ኣዝዩ ትስፉው ምዕባለ ከምዝነበሮ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ይሕብር። ድሕሪ ኲናት ግን ብዝሒ ምንቅስቓስ፡ ስእነት መከላኸሊ ቀረባት፡ ጾታዊ ዓመጽን ምምዝባልን ተደማሚሩ ኣሃዝ ሓደስቲ መልከፍቲ ይውስኽ ኣሎ። ኣብዚ መዳይ ዝካየድ ዘሎ ምዕባለ ኣመልኪቱ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ንሰብ-መዚ ቢሮ ጥዕናን ካልኦት መሻርኽቲ ኣካላትን ኣዘራሪቡ'ሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG