ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ጽሕፈት ጥዕና ክልል ትግራይ ጸረ-ኤችኣይቪ ይጥቀሙ ዝነበሩ 13 ሽሕ ሰባት ኣበይ ከምዘለው ኣይፍለጥን ይብል

ቤት ጽሕፈት ጥዕና ክልል ትግራይ ጸረ-ኤችኣይቪ ይጥቀሙ ዝነበሩ 13 ሽሕ ሰባት ኣበይ ከምዘለው ኣይፍለጥን ይብል
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:50 0:00

ቤት ጽሕፈት ጥዕና ክልል ትግራይ ጸረ-ኤችኣይቪ ይጥቀሙ ዝነበሩ 13 ሽሕ ሰባት ኣበይ ከምዘለው ኣይፍለጥን ይብል

ቤት ጽሕፈት ጥዕና ክልል ትግራይ ቅድሚ ኲናት መድሓኒት ፀረ ኤችኣይቪ ይጥቀሙ ካብ ዝነበሩ 46 ሽሕ ሰባት እቶም 13 ሽሕ ኣበይ ከምዘለዉ ኣይንፈልጥን ኢሉ።

ኣተሓባባሪ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ኤችኣይቪ ኤድስ እቲ ቤት ጽሕፈት ኣይተ ፍስሃ ብርሃነ ንድምፂ ኣመሪካ ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ ብምኽንያት ኲናት ኣብቲ ክልል ምስፍሕፋሕ እቲ ቫይረስ ብዝለዓለ ይውስኽ ከምዘሎ ምልክታት ኣለዉ ኢሎም።

ኣብ ከተማ መቐለን ከባቢኣን ዝንቀሳቐስ ማሕበር ተስፋህይወት ኤችኣይቪ ፖዝቲቭ ደቂ- ኣንስትዮ ብግዲኡ: ኣብ እዋን ኲናት ብስእነት መድሓኒት 19 ኣባላት እቲ ማሕበርን ምሟተን ኣፍሊጡ።

XS
SM
MD
LG