ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ክልል ትግራይ -- መልከፍቲ ኤችኣይቪ ቫይረስ ኣብ ዝወሰኸሉ፡ ጠመተ ግን ኣይግድን
ኣብ ክልል ትግራይ፡ ድሕሪ ኲናት ለበዳ ሕማም ኤችኣይቪ ኤድስ ይውስኽ ምህላዉ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና እቲ ክልል ኣብ ዝገለጸሉ፡ ማሕበር ተስፋ ህይወት ኤችኣይቪ ብግዲኡ ኣብቲ ክልል እቲ ሕማም ብፍላይ ብመናእሰይ ዝወሃቦ ዘሎ ጠመተ ትሑት እዩ ኢሉ።
ቅጥዒ