ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ፤ ፈተና 8ይ ክፍሊ ጀሚሩ፣ ብዝሒ ተፈተንቲ ግን ከምዝተገመተ ኣይኮነን

ክልል ትግራይ፤ ፈተና 8ይ ክፍሊ ጀሚሩ፣ ብዝሒ ተፈተንቲ ግን ከምዝተገመተ ኣይኮነን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:28 0:00

ክልል ትግራይ፤ ፈተና 8ይ ክፍሊ ጀሚሩ፣ ብዝሒ ተፈተንቲ ግን ከምዝተገመተ ኣይኮነን

ፈለማ ብሰንኪ ለበዳ ኮቪድ-19፡ ጸኒሑ ድማ ብዝሰዓበ ኲናት፡ ንኣርባዕተ ዓመታት ኣቋሪጹ ዝጸንሐ ፈተና ሻሙናይ ክፍሊ ተመሃሮ ክልል ትግራይ ሎሚ ረቡዕ 5 ሓምለ 2023 ጀሚሩ።

እንተዀነ ቍጽሪ ተፈተንቲ ካብቲ ፈለማ ዝተመዝገቦን ትጽቢት ዝግበሮን ብፍርቂ ጎዲሉ ኣሎ። ምኽንያት ናይዚ ዋሕዲን ብኹራትን ግብረ-መልሲ ተፈተንቲን ዝምልከቶም ኣካላትን ኣወሃሂዱ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ዘዳለዎ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG