ኣዘራራቢ ዕደና ወርቂ ክልል ትግራይ
- ገብረ ገብረመድህን
ድምጺ ኣመሪካ ብዛዕባ እዚ ዓሚቝ ኣፍልጦ ምስ ዘለዎም ሰባት፡ መሰኻኽር ዓይኒ፡ ሽሞም ክግለፀሎም ዘይደለዩ ሰበስልጣን መንግስቲ፡ ሰበስልጣን ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ፣ ኣባላት ሓይልታት ትግራይ፣ ብዛዕባ እቲ ጉዳይ መፅናዕቲ ዘካየዱ ኣካላት፣ ብዛዕባ እቲ ይካየድ ዘሎ ዘይሕጋዊ ወራርን ብርሰትን ማዕድናት ዘገድሶም ነጠፍቲ፣ ነበርቲ እቲ ከባቢ፣ ስድራ ግዳያት፣ ኣካላት ፍትሒ፣ ቃለ መሕትት ኣካይዱ። መንግስታዊ ሰነዳት፣ብርክት ዝበሉ ቪዲዮታትን ስእልታትን'ውን ኣብ ኢድና ኣትዮም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025
ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025
ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025
ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025
ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025
ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025
ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ