ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ደርቂ ሎሚ ዓመት፡ ንዓመታ ንኸይድገም
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብዚ ዓመት ዝተራእየ ደርቂ ካብ ዘጋደዶም ረቋሒታት ሓደ ድዅዒ ደንጉዩ ብምእታዉ ምዃኑ ዘመልከተ ቢሮ ሕርሻ ክልል ትግራይ፡ ሕጂ ካብ ብሸዓኡ ኣብ ምድላው ከም ዘሎ ይሕብር ኣሎ። ዛጊት ኣስታት 100 ሽሕ ኩንታል ዘመናዊ ድዅዒ ናብቲ ክልል በፂሑ ናብ ወረዳታት ከም ዝተኸፋፈለ እቲ ቢሮ ኣፍሊጡ ኣሎ።
ቅጥዒ