ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣባላት ፈደራል ፖሊስ ዝዀኑ ተወላዶ ክልል ትግራይ ናብ ስራሕ ንምምላስ ተደጋጋሚ ፃውዒት የቕርቡ


ገለ ካብ ኣባላት ፖሊስ
ገለ ካብ ኣባላት ፖሊስ

ፌደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ስርሒት ሕጊ ምኽባር ኣብ 2013 ዓመተ ምህረት ኣብ ክልል ትግራይ ዘዋፈሮም ኣባላት ፖሊስ ፌደራል ተወለድቲ ክልልትግራይ፡ መንግስቲ ኣብቲ ዓመት ወርሒ ሰነ ነቲ ክልል ገዲፉ ክወፅእ ከሎ ገዲፍዎም ብምውፅኡ፡ ልዕሊ ሰለስተ ዓመታት ካብ ስራሕን መሃያን ወጻኢ ኮይና ይብሉ። ብቑፅሪ 465 ከም ዝኾኑ ዝሓበሩ እዞም ኣባላት ፖሊስ ፌደራል ስሩዕ መሃይ ክኽፈሉን ናብ ስራሕ ክምለሱን ዘቕረብዎ ተደጋጋሚ ፃውዒት ምላሽ ከምዘይረኸበ ይሕብሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG