ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብኲናት ዝዓነው ትካላት ጥዕና ክልል ትግራይ ዳግም ንምጥያስ ጠመተ ተዋሂቡ ከምዝስራሓሉ ሚ/ጥዕና ሓቢሩ


ብኲናት ዝዓነው ትካላት ጥዕና ክልል ትግራይ ዳግም ንምጥያስ ጠመተ ተዋሂቡ ከምዝስራሓሉ ሚ/ጥዕና ሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:34 0:00

ሚንስትር ጥዕና ኢትዮጵያ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ክልል ትግራይ ብምኽንያት ኲናት ዝዓነዉ ትካላት ጥዕና መሊስኻ ንምጥያሽ ጠመተ ተዋሂቡ ክስራሕ እዩ ክብላ ገሊፀን። ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ኣማኑኤል ሃይለ ብወገኖም ኣብቲ ክልል ዝዓነዉ ትካላት ጥዕና ጠሚቱን ብዛዕባ ዳግመ ህንፀቶምን ምስ ኣመራርሓ እቲ ሚንስትሪ ኣብ ምርድዳእ በፂሕና ኢና ክብሉ ተዛሪቦም።

XS
SM
MD
LG