ጻንሖት ምስ ኣተሓባበርቲ ወፍሪ ምግጣም ደርቂ ክልል ትግራይ
ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንሰንኪ ኲናትን ብዘጋጠመ ድርቅን ንዝሓልፍ ዘሎ ህይወት ሰባት እንስሳትን ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ፌደራል መንግስቲን ዓለምለኸ ማሕበረሰብን እጃሞም ክበርክቱ ፀዊዑ ነይሩ። እዚ ከምዚ ኢሉ እናሃለወ ግዱሳት መንእሰያት ኣቀዲሞም ንማሕበረሰቦም ብማሕበራዊ መራኸብታት ፃውዒት ብምግባር ልዕሊ 50-ሚልዮን ብር ኣተኣኻኺቦም ሓገዝ ኣብ ምብርካት ይርከቡ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ