ኣዲስ ኣበባ —
ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፡ ብዛዕባ እቲ 26 ሕዳር ዘፅደቖ መምርሒ ቍፅሪ 4/2016፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን መብርሂ ንኽህብ ጉባኤ አጻራይ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዚዙ። እዚ ዝኸውን ዘሎ “ህዩማን ራይትስ ፈርስት” ዝተባህለ ትካል ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት፡ እቲ መምርሒ ንኽሰዓር ብመሰረት ዘቕረቦ ጥርዓን ምዃኑ ካብቲ ተሓላቒ ትካል ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ።
ቅጥዒ