ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ ንኹነታት ደርቂ ዝከታተል ኮሚተ የቝም፡ ገለ ወገናት ግን ይነቕፉ


ክልል ትግራይ ንኹነታት ደርቂ ዝከታተል ኮሚተ የቝም፡ ገለ ወገናት ግን ይነቕፉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:24 0:00

"ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ" ብዝብል ስያመ ዝተፀውዐ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ንዘሎ ጥምየት ምላሽ ንምሃብ ዝሰርሕ ኮሚተ ሎሚ ሰሉስ 12 ታሕሳስ 2023 ቆይሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኽቡ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ኵላቶም ኣካላት ሓገዞም ክገብሩ ፀዊዖም። እንተዀነ ውድብ ዓረና ንዴሞክራሲን ልኡላውነትን፡ እቲ ግዜያዊ ምምሕዳር ነቲ ደርቂ ግቡእ ምላሽ ኣብ ምሃብ ሓላፍነቱ ኣየተዋፅአን ኢሉ ይኸስስ።

XS
SM
MD
LG